ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ናቕፋ (ባጤራ)

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
Revision as of 13:35, 9 ነሓሰ 2022 by የኑረነቢ ማህደር (ምይይጥ | ኣበርክቶታት) (መደብ)
(ለውጢ) ← ዝቐደመ ክለሳ | Latest revision (ለውጢ) | ዝቕጽል ክለሳ → (ለውጢ)


| ስም ባጤራናቕፋ (ባጤራ)

| ስም ሃገር ፡ ኤርትራ


ናቕፋ፣ ባጤራ ናይ ኤርትራ እዩ። ሓደ ናቕፋ፣ ሚእቲ ሳንቲም እያ።

ናቕፋ ኣብ ክልተ ይምቀል። ናይ ወረቐት ገንዘብን፣ ናይ ሓጺን ገንዘብን። ናይ ወረቀት ገንዘብ 1,5,10,20,50ን 100ን እየን። ናይ ሳንቲም ድማ፣ 1,5,10,25ን 50ን 100ን እየን።

ብዕለት 08.11.1997 ናቅፋ ወግዓዊ ባጤራ ኤርትራ ኮይኑ።

ዓለም-ለኻዊ ኮድ ISO code: ERN እዩ

ስእሊ ናይ ባጤራ

[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]