ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ፍልልይ ኣብ መንጎ ክለሳታት «ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ»

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
Content deleted Content added
ንእ መደብ
 
መስመር 13፦ መስመር 13፦
| MeshID = D016585
| MeshID = D016585
}}
}}

== Definition and symptoms ==
== Definition and symptoms ==
'''ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ''' ('''BV''')፡ ብ'''ቫጂናል ባክተርዮሲስ''' ወይ '''ጋርድነረላ ቫጂኒቲስ''' ዚፍለጥ ኮይኑ፡<ref name=History1997>{{cite book|last1=Borchardt|first1=Kenneth A.|title=Sexually transmitted diseases : epidemiology, pathology, diagnosis, and treatment|date=1997|publisher=CRC Press|location=Boca Raton [u.a.]|isbn=9780849394768|pages=4|url=https://books.google.ca/books?id=k_9sjs-n0nIC&pg=PA4}}</ref> ብሰንኪ ልዕሊ ዓቐን [[ባክተርያ]] ዚስዕብ [[ሕማም]] [[ርሕሚ]] እዩ።<ref name=Don2014/> ፍሉጣት ምልክታት፡ መብዛሕቱ ግዜ ከም ዓሳ ሽታ ዘለዎ ልዑል [[ርሕማዊ ፈሳሲ]] ዜካተተ እዩ።<!-- <ref name=NIH2013S/> --> እቲ ፈሳሲ፡ መብዛሕቱ ግዜ ጻዕዳ ወይ ሓሙዂሽታዊ ሕብሪ ኣለዎ።<!-- <ref name=NIH2013S/> --> [[Dysuria|ኣብ ግዜ ሽንቲ ዘጋጥም ቃጸሎ]] ድማ ክህሉ ይኽእል እዩ።<ref name=NIH2013S/> ስሓ ግን ፍሉጥ ኣይኮነን።<ref name=Don2014/><ref name=NIH2013S/> ሳሕቲ ድማ ዝኾነ ምልክታት ከይርኤ ይኽእል እዩ።<ref name=NIH2013S>{{cite web|title=What are the symptoms of bacterial vaginosis?|url=http://www.nichd.nih.gov/health/topics/bacterialvag/conditioninfo/Pages/symptoms.aspx|website=http://www.nichd.nih.gov/|accessdate=3 March 2015|date=2013-05-21}}</ref> ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ ምህላው፡ ን[[ኤችኣይቪ/ኤይድስ]] ዜካትት ካልእ ሓያሎ [[ብጾታዊ ርክብ ዚመሓላለፍ ረኽስታት]] ንኸጋጥም ንዘሎ ተኽእሎ የዕብዮ።<ref name=Ken2013>{{cite journal|last1=Kenyon|first1=C|last2=Colebunders|first2=R|last3=Crucitti|first3=T|title=The global epidemiology of bacterial vaginosis: a systematic review.|journal=American journal of obstetrics and gynecology|date=December 2013|volume=209|issue=6|pages=505-23|pmid=23659989}}</ref> ኣብ ጥኑሳት ደቀኣንስትዮ ድማ ንሓደጋ [[preterm|ቅድሚ ግዚኡ ሕርሲ]] ንኸጋጥም ንዘሎ ተኽእሎ የዕብዮ።<ref>{{cite web|title=What are the treatments for bacterial vaginosis (BV)?|url=http://www.nichd.nih.gov/health/topics/bacterialvag/conditioninfo/Pages/treatments.aspx|website=http://www.nichd.nih.gov/|accessdate=4 March 2015|date=2013-07-15}}</ref>

መስመር 28፦ መስመር 27፦
==መወከሲታት==
==መወከሲታት==
<references />
<references />
[[Category:ሕክምና]]
[[መደብ:ሕክምና]]

Latest revision as of 06:13, 15 መስከረም 2023

ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ

Micrograph of bacterial vaginosis — cells of the cervix covered with rod-shaped bacteria, Gardnerella vaginalis (arrows).
ፍሉይነት gynaecology
ዊኪፐድያ ሕክምናዊ ምኽሪ ኣይህብን እዩ ሕክምናዊ መጠንቀቕታ 

{{#ifeq:|

ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ (BV)፡ ብቫጂናል ባክተርዮሲስ ወይ ጋርድነረላ ቫጂኒቲስ ዚፍለጥ ኮይኑ፡[1] ብሰንኪ ልዕሊ ዓቐን ባክተርያ ዚስዕብ ሕማም ርሕሚ እዩ።[2] ፍሉጣት ምልክታት፡ መብዛሕቱ ግዜ ከም ዓሳ ሽታ ዘለዎ ልዑል ርሕማዊ ፈሳሲ ዜካተተ እዩ። እቲ ፈሳሲ፡ መብዛሕቱ ግዜ ጻዕዳ ወይ ሓሙዂሽታዊ ሕብሪ ኣለዎ። ኣብ ግዜ ሽንቲ ዘጋጥም ቃጸሎ ድማ ክህሉ ይኽእል እዩ።[3] ስሓ ግን ፍሉጥ ኣይኮነን።[2][3] ሳሕቲ ድማ ዝኾነ ምልክታት ከይርኤ ይኽእል እዩ።[3] ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ ምህላው፡ ንኤችኣይቪ/ኤይድስ ዜካትት ካልእ ሓያሎ ብጾታዊ ርክብ ዚመሓላለፍ ረኽስታት ንኸጋጥም ንዘሎ ተኽእሎ የዕብዮ።[4] ኣብ ጥኑሳት ደቀኣንስትዮ ድማ ንሓደጋ ቅድሚ ግዚኡ ሕርሲ ንኸጋጥም ንዘሎ ተኽእሎ የዕብዮ።[5]

ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ፡ ብሰንኪ ዘይምዕሩይ ቁጽሪ ናይ’ቶም ኣብ ርሕሚ ክህልዎ ዘለዎም ባክተርያታት ዜጋጥም እዩ።[6] ኣብቲ ክህሉ ዘለዎ ፍሉጥ ዓይነት ባክተርያ ለውጢ የጋጥም፣ ክህሉ ዘለዎ ጠቕላላ ብዝሒ ባክተርያ ካብ ኣማኢት ክሳብ ኣሽሓት ዕጽፍታት ከምዝውስኽ ይኸውን።[2] ጠንቅታት’ዚ ሓደጋ’ዚ፡ ሕክምናዊ ምጽርራይ ውሽጣዊ ኣካላት፡ ሓደስቲ ወይ ብዙሓት መጻምድቲ ጾታዊ ርክብ ምህላው፡ ጸረ-ነፍሳትኣብ ማህጸን ዚኣቱ መከላኸሊ ጥንሲ ምጥቃም፡ ካብቲ ብዙሕ የጠቓልል።[6] ብሰንኪ ጾታዊ ርክብ ዚመሓላለፍ ረኽሲ’ዩ ክብሃል ግን ኣይከኣልን እዩ።[7] ነጸርታ፡ ኣብቲ እተራእየ ምልክታት ዚህሉ ጥርጠራ ኾይኑ፡ ንርሕማዊ ፈሳሲ ብምምርማር፡ ካብቲ ንቡር ንላዕሊ ርሕማዊ ፒኤች (መጠን ኣሲድ) ከምኡውን ብዙሕ ቁጽሪ ባክተርያ እንተተረኺቡ፡ እቲ ሕማም ከምዘሎ ኪረጋገጽ ይኽእል እዩ።[2] ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ፡ መብዛሕቱ ግዜ ምስ ርሕማዊ ረኽሲ ወይ ብትርኮሞናድ ዚስዕብ ረኽሲ የደናግር እዩ።[8]

Prevention and treatment

[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ሕክምና፡ መብዛሕቱ ግዜ ብመልክዕ ጸረ-ነፍሳት፡ ክሊንዳማይሲን ወይ መትሮኒዳዞል ይውሃብ። እዚ መድሃኒታት፡ ኣብ ካልኣይ ወይ ሳልሳይ ክፍለ-ግዜ ጥንሲ ክውሃብ ድማ ይከኣል እዩ። እንተኾነ ግን፡ እዚ ኲነታት’ዚ፡ ሕክምና ድሕሪ ምውሳድ መብዛሕቱ ግዜ ዳግማይ የጋጥም እዩ። ፕሮብዮቲክ፡ ዳግማይ ንኸየጋጥም ኽከላኸል ይኽእል እዩ።[2] ፕሮብዮሪክ ወይ ጸረ-ነፍሳት ምጥቃም፡ ንውጽኢት ጥንሲ ይጸሉ ምዃኑ እተረጋገጸ ነገር የለን።[2][9]

Epidemiology and history

[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ፡ ኣብ ዕድመ ፍርያምነት ኣብ ዝርከባ ደቀኣንስትዮ ዜጋጥም ኣዝዩ ፍሉጥ ርሕማዊ ረኽሲ እዩ።[6] እተን ኣብ ዝኾነ ግዜ በቲ ሕማም ናይ ዝልከፋ ሚእታዊት ደቀኣንስትዮ፡ ካብ 5% ክሳዕ 70% ይፈላለ እዩ።[4] ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ፡ ኣብ ክፋላት ኣፍሪቓ ኣዝዩ ግኑን ኪኸውን ከሎ፡ ኣብ እስያን ኤውሮጳን ድማ ብውሑድ መጠን ይርኤ።[4] ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ድማ ካብ 14 ክሳዕ 49 ዓመት ኣብ ዝዕድሚኤን ደቀኣንስትዮ ን30% የጥቅዕ።[10] ኣብ ውሽጢ ሓደ ሃገር ኣብ ዝርከቡ ኢትኒካዊ ጉጅለታት ብዓቢ መጠን ይፈላለ እዩ።[4] ከም ምልክታት ናይቲ ብባክተርያ ዚመጽእ ሕማም ርሕሚ፡ ኣብ ታሪኽ ብዙሕ ከምእተመዝገበ ዚገልጽ እኳ እንተኾነ፡ እቲ ብግልጺ እተሰነደ ናይ ፈለማ ሕማም ግን ኣብ 1894 ዘጋጠመ እዩ።[1]

  1. a b Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).
  2. a b c d e f Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).
  3. a b c Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).
  4. a b c d Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).
  5. Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).
  6. a b c Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).
  7. Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).
  8. Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).
  9. Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).
  10. Lua error in ሞድዩል:Citation/CS1 at line 4390: attempt to index field 'date_names' (a nil value).